
Tigray ❤💛ዉግሕ ክትብል ምድሪ ብብስራት ፀሓይ ከመይ ሓዲራ ይብል ይሓተልኪ ደሃይ አደይ ትግራይ #Good morning Tigray
Joined February 2022
- Tweets503K
- Following1.9K
- Followers7K
- Likes269K
ዘይነቅሕ ድካ ወዲ ማርያም ኽሊዐው ከም ቆፅሊ ይረግፋ🙆 መራሕቲ ድሕረት ግን ዛኣከብዋ ሃፍቶም ንምብላዕ ኢዶም ይህቡ ይገርመካ እዩ ንቃሕ ኣታ ሃናን መንእሰይ TDF ምንባር ኣይድገሚ ክትነብር ፈትን
ሰምሃልዋ ወግዕኺ 1፡21 hኮፍ ኢለ ሰሚዐልኪ ምንም እዩ መእሰሪ ለይብሉ ትርፎ ዓበድበድ።ልሳሞራ ትግራይ ኣካል ኢትዮጵያ ልኾነትሉ ብምንታይ መለክዒ እዩ ንገረኒ ልበልክዮ 30 ዓመት ትግራይ ኣካል ኢትዮጵያ እያ ልበለና ኣቦኺ እምበይ ሳሞራ የኾነይ።
PLEASE VOTE FOR THIS RESILIENT BEAUTY QUEEN FROM ETHIOPIA #MISSWORLD_2026
missworld.1voting.com
ሰብ ሕልና ዘለዎም ኣካላት ፍትሒ፣ ናይ ዘውዱ መወዳእታ ምስ ፈለጡ፣ ከመይ ኾን መዓንጣ ኸብዶም ይብተኽ ይኾን? 😥
ሓደ ሰብ ፍትሒ እንተጓደለኳ፣ ሕልና ግን ካብ ፍርዲ ኣይትሃድምን።
ፍትሒ ኣልቦ ፍትሒ💔
#ፍትሒ_ንዘውዱ
#ፍትሒ_ንኹሉ
#JusticeForZewdu
እዚኣ እያ እታ ሓቂ✅🥹ይኣክል ጦርነት🥲🥲💔 ብትኽክል ተዛሪብኩም ክብር ኣቦ🥰🥰🥰🥰
እምበር ንሶምስ እቲ ዝተረፈ መንእሰይ እውን ይዕዎር ይሓንክስ እዩ ሐሰብ ጉጅለ ደሕረትይ




