Prof. Kinfe Abraha Gebre-Egziabher (@ProfKinfe) profile picture

Director, Institute of Population Studies; Mekelle University

Joined October 2021
እብ'ቲ ዘተ ዝተፈላለዩ ነቱ ዝቐረበ ሓሳባት ዘራጒዱ ርኢቶታት፣ ሓሳባትን ሕቶታትን ዝተለዓሉ ኾይኖም ኣብ መወዳእታ እውን ብመራሕቲ መድረኽ እኹል መብርሂ ተዋሂቡ።
1
3
94
ብምኽንያት መበል 51 ዓመት ልደት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ምጅማር ዝተወደበ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን "ህሉዊ ኩነታት ዓለም ብመንፅር መፃኢ ዕድል ትግራይ" ብዝብል ኣርእስቲ ዝተዳለወ ዓውዲ ዘተ ሙሁራን ኣብ መቐለ እናተሳለጠ ፀኒሑ ተዛዚሙ ኣሎ።
2
5
230
እንኳዕ ናብ ሓዱሽ ዓመት ፳፻፲፰ ዓ/ም/ ኣብፀሐና። ፳፻፲፰ ዓ/ም/ ዱልዱል ሓድነትና ሃኒፅና ሕሉፍ ጠባስና ናብ ዘተኣማምን ዋሕስ እንቕይረሉ ዓመት እዩ'ሞ ማእኸልና ትግራዋይነት፣ ህዝቢ ትግራይ፣ ትግራይን ትካላታን ብምግባር ንህዳሰ ትግራይ ንረባረብ።
1
1
7
604
መበል 34 ዓመት በዓል ዓወት 20 ጉንበት "ክብርታት ቃልስን ዓወትን 20 ጉንበት፣ ንምውሓስ ሉኣላውነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ላዕለዎት ኣመራርሓ ህወሓት፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፀጥታ ትግራይን ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ኣብዝተረኸቡሉ ዓውደ-ዘተ ተሳሊጡ።
4
5
1
23
2,629
እንኳዕ ንብርሃነ መስቀሉ ብሰላም ኣብፀሐና። መፃኢ እዋናት ድማ ናይ ዝተማለአ ሰላም፣ ራህዋን ቅሳነትን ይግበረልና።
3
8
24
1,467
The Tigrai Universities Scholars Association [TUSA] has called for a full implementatiin of the Pretoria Agreement so that the suffering of the millions of Tegaru can get an end. 1/2 @_AfricanUnion @SecBlinken @EU_Commission @UN @antonioguterres
23
120
4
103
8,541
መበል ፵፱ ዓመት ዝኽሪ ፲፩ ለካቲት "ንምሕዳስ ቃልኪዳን ስወኣት"። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና።
16
10
1
50
2,490
International conference on "Sustainable Peace Building in Ethiopia and Beyond" is ongoing now. Till now three highlevel papers are presented by Professor Assefa Fiseha, Dr. Sarah Vaughan and Dr. Tsegay Berhane, respectively.
9
8
1
21
1,825
ኣብ ዓዲ ኣቡን ገዳም ደብረማርቆስ ወ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን።
3
10
1
50
3,475
ሎሚ 30 ሕዳር 2016 ዓ.ም. ቀንዲ ዕላምኡ ናይ ኣካል መጉዳእቲ ዘለዎም ቆልዑ መፍረይቲ ዜጋታት ንክኾኑ ዝሰርሕ ኤድና ፋውንዴሽን ኣብ ሊባኖስ ሆቴል ዕላዊ ኮይኑ። ኣብዙ ስነስርዓት ብዙሓት ተኣከብቲ ተረኺቦም እዙ ፋውንዴሽን ብዛዕባ ዝጠናኸረሉ ዘትዮም።
1
14
25
1,200
A launching workshop of Edna Foundation (EF) was held on today at Libanos Hotel, Mekelle. EF has a mission to see an inclusive society where Children's with disabilities are empowered; and an objective of empowering children with physical disability to be productive citizens.
1
6
13
456
በዓል ሕዳር ፅዮን (ፅዮን ማርያም) ሎሚ ፳፩ ሕዳር ፳፻፲፮ ዓ.ም. ብድምቀት ተኸቢሩ።
1
6
56
2,613
MEKELE DECLARATION of CITIES was adopted by the delegates comprising the Ministers, Mayors, Technical Officials, & University Representatives from Eth, Uganda, & Somaliland: at the 1st High Level Peer Learning Event held at The Planet Hotel, in Mekele, from 21-23 Nov, 2023.
3
8
14
1,782
A High-Level Exposure visit on Urban Expansion Planning, Inclusive and Green Cities is happening now at Planet Hotel, Mekelle. H.E. Julian Baskins - Principal Urban Advisor of the Cities Alliance said that Africa has 7000 cities & each of them need to have proper planning.
1
3
1
16
2,654
ካብ ማሕበር ምሁራን ዩኒቨርስቲታት ትግራይ (ማምዩት) ዝተውሃበ መግለፂ ሓዘን።
3
5
13
993
ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታት ሃገረ እግዚኣብሄር ቅድስት ትግራይ
2
12
41
2,079
ማሕበር ምሁራን ዩንቨርሲቲታት ትግራይ (ማምዩት) ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታትን ገፀራትን ትግራይ ዝረአ ዘሎ ፀገም ፀጥታን ድሕንነትን መሓውራቱ ኣንቀሳቒሱን ህዝቢ ኣሳቲፉን ብህፁፅ ክፈትሖ ከምዘለዎ ንግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ፃውዒት ኣቕሪባ።
1
34
4
50
5,349
On the occassion of the ASHENDA (ኣሸንዳ) celebration, TUSA urges the Ethiopian government & the Tigrai Interim Government to exert maximum effort to implement the provisions in the accord & to enable the IDPs & refugees to safely return to their homes & resume their livelihoods
29
2
43
2,530
ሓረስታይና ኩሉ ነናብ መረበቱ ተመሊሱ ዘተኣማምንን ውሑስን ሰላም እንተዝረክብስ ዓርሱ ክኢሉ ንኻልኦትውን ምተረፈ። እዙ ዝስዕብ፤ ፤ ኣብ ዞባ ማእኸል ወረዳ ላዕላይ ማይጨው ጣብያ ደረቓ ቁሸት ላዕላይ ደረቓ ዝርከብ ሩባ ሰርሓ እዩ። ሰናይ ክራማት።
6
15
1
57
2,615
TUSA Calls for the withdrawal of all non-ENDF forces & the return of refugees and IDPs to their homes. @_AfricanUnion @UN @antonioguterres @SecBlinken
3
80
3
61
3,729