Samson Haile (@SHaile894) header
Samson Haile (@SHaile894) profile picture

ዕላማ'ዚ ፔይጅ ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት ምዕቃብን ምዂላዕን'ዩ።

Joined September 2024
Photo by Samson Haile (@SHaile894)Photo by Samson Haile (@SHaile894)Photo by Samson Haile (@SHaile894)Photo by Samson Haile (@SHaile894)Photo by Samson Haile (@SHaile894)Photo by Samson Haile (@SHaile894)Photo by Samson Haile (@SHaile894)Photo by Samson Haile (@SHaile894)Photo by Samson Haile (@SHaile894)Photo by Samson Haile (@SHaile894)
ኣብ ሃገራዊ በዓላት ኣዴታት ካብ ቁኖአን ጀሚርካ ክሳብ ኣለባብሳአን ንባህሊ ሃገር ከማዕርጋ ይረኣያ። ወዲተባዕታይ ግና ብመንጽሩ ባህላዊ ክዳን እንተወድዩ ከም ፍሉይ ይውሰድ። በዚ መዳይ እዞም ኣብ ፈስቲቫል ጂዳ ዝተሳእሉ ኣቦታት ኣብነታውያን'ዮም።
44
72
607
ጸጋታት ጎረቤትካ ዓይንኻ ከሕወዝውዘካ ይኽእል እዩ። እንተኾነ ግዳ ዘይናትካ ኣይናትካን'ዩ። ንብረት ጎረቤትካ "ቈልዑ ኣብዚሐ" ኢልካ ብጉልበት ክውሰድ እንተዝከኣል ደኣ ክንደይ ቀላጽሙ ዘሕበጠ ጽጉም ሃብቲ ጎረባብቱ እናዘመተ "ስታቤነ" ምነበረንዶ!
116
149
1,154
ዋላ'ኳ ኤርትራ እንተዘይተዓወተት እዛ ዓሊ ሱሌማን ዘመዝገባ ጎል ግና ኣብ ዓበይቲ ሊጋት ኤውሮጳ ጥራይ ኢኻ ክትረኽባ ትኽእል። ከምዚ ዓይነት ኣብ ውሽጢ ሳንዱቕ ኣንጻር ጋንታ ብሞንጎ 3 ተጻወትቲ ሾሊኹ ብምሕላፍ ቀሊዑ ሸቶ'ዩ ዘእቱዋ ዘሎ።
2
59
107
904
ወዲ ኣቑርደት ፕሮፌሽናል ተጻዋታይ ሴም ኢዮብ ኣብርሃ ኣንጻር ጊኒ ግጥም ካልኣይ እግሪ ንምክያድ ካይሮ ኣብ ዝኣተወሉ ኣጋጣሚ ዝሃቦ ቃል፥
7
219
317
3,641
"C'est Erythrée qui nous enseigne maintenant Du football" - "ኤርትራ ኩዕሶ እግሪ ተስተምህረና'ላ" ሓደ ሚሊዮናት ስዓብቲ ዘለዉዎ ዓቢ ማዕከን ዜና ንግጥም ጊኒን ኤርትራን ብዝምልከት ዝጸሓፎ ኣርእስቲ እዩ። "ኣፍሪቃዊት ባርሴሎና" ክብል'ውን ሞጒሱዋ።
83
106
1,115
ሎሚ ሸቶ ዘመዝገበ እስማዒል ማኢል ሉንድግረን - ብ2001 ኣብ ሽወደን ተወሊዱ ዓብዩ። - ኣብ ምክፍፋል ይስለፍ። - ክሳብ 2025 ኣብ ላዕለዋይ ዲቪዝዮን ሽወደን ምስ ዲገርፎሽ ነይሩ። - ሎሚ ዓመት ምስ ራንሀይም፡ 1ይ ዲቪዝዮን ኖርወይ ተጸንቢሩ'ሎ።
1
74
112
1,192
16 ሕዳር ኤርትራ ከም ሎሚ እንተተጻዊታ ናይ ምዕዋት ሰፊሕ ተኽእሎ ኣለዋ። ብስፖርታዊ ቋንቋ ሎሚ 2 ብ 2 እየን ተፈላልየን! ኤርትራ ኣብ ቅድሚ ደገፍታ ምስ ጊኒ 1-2 ተፈላልያ። ኣብ 2ይ እግሪ ከኣ 1-0 ዓወት'ውን ከዋጽኣ'ዩ።
293
374
2,747
ወተሃደራውን ጸጥታውን ዕማማቱ ብትግሃትን ልዑል ሞያዊ ብቕዓትን ዘሰላስል፡ ብዛዕባ ዝዓጥቆ ዘመናዊ ኣጽዋር ንጃህራ ኢሉ ሚስጢራውነቱ ዘይዞሩን ክሊ ባሕሩ ጸጥታኡ ኣውሒሱ ጸጥታ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ምርግጋጽ ዝተሓጋገዝን ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ!
7
451
4
530
3,624
ኩሉ ዶል ወጠንየ!
9
228
332
2,184
ሃገር ልዕሊ ኹሉ ስለዝኾነት!
13
257
6
404
3,142
"ንሃገርካ ክትፈትዋ ካብ ዘይከኣልካ ኣይትጽልኣያ። ክተኽብራ ካብ ዘይከኣልካ ኣይተዋርዳ። ክትሕልዋ ካብ ዘይከኣልካ'ውን ኣይትበታትና። እዚ ብምግባርካ ታሪኽ'ኳ እንተዘይሰራሕካ ታሪኽ ግና ኣይተበላሹን።" ምኽሪ ሓርበኛ ወልደኣብ ወልደማርያም
6
159
4
224
2,405
ኤርትራዊት ኣደ - ዓንጋሊት፡ መካቲት፡ ደራኺት፡ ሓብሓቢትን ተሳታፊትን ቃልሲ ወለዶታት!!
3
117
1
184
1,577
ኤርትራ ኣህጉራዊ ሕጊ ንዝህባ ናይ ርእሰ-ምክልኻል መሰል ተጠቒማ ልዑል ናይ ምግባር ዓቕሚ ዘለዎ ውፉይን ዘመናውን ናይ ምድሪ፡ ባሕርን ኣየርን ሰራዊት ክትሃንጽ ዝበቕዐት፡ ወራር ናይ ምምካትን ዓጸፌታኡ ምምላስን ዓቕሚ ዘማዕበለት ተፈራሒት ሃገር'ያ።
1
164
3
257
3,761
ኣሰልጣኒ ኬንያ በኒ ማካርቲ ብዛዕባ ብቕዓት ሬድሲ ካመልስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ "ኤርትራ ኣንጻርና ብዘንጸባረቐቶ press ናይ ምግባር ብቕዓት፡ ጽንዓትን ፕሮፌሽናላዊ ድስፕሊንን ን/ኣፍሪቃን ጊኒን ኣደንዛዚ ስዕረት ክተቕምሰን ምሉእ ብቕዓት ኣለዋ" ኢሉ።
39
61
1,063
ሻምፕዮን ዓለም 2026 - እቲ ቀንዲ ዝድለ ሃገር ምጽዋዕ እዩ! ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብሉጽ ጸወታ ኣርእያ ክትነኣድ ውዒላ። ንህዝቢ ኤርትራ ኣሐቢንኩምዎ፥ ሃገር ኣብ ዓለማዊ ውድድር ኣጸዊዕኩም። እቲ ቀንዲ ዝድለ ከኣ ንሱ እዩ።
2
102
1
184
2,139
ሲቺልያ - ዳዊት ሰዓረ ኣብ 10 ኪ.ሜ ቀዳማይ ኣትዩ ተዓዋቲ ሻምፕዮን ዓለም ጽርግያ ውድድር 5ሽሕ ሜትሮ ኤርትራዊ ኣትሌት Dawit Seare ትማሊ ንዝኽሪ ፔፐ ግሬኮ ኣብ ሲቺልይስ - ጥልያን ዝተኻየደ ናይ 10 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጉያ ቀዳማይ ኮይኑ ተዓዊቱ።
1
95
1
158
1,522
ዓሊ ሱሌማን ረቡዕ ኣብ ዓዱ! ኣብታ ፕሮፌሽናል ኮይኑ ዝጻወተላ ግብጺ ኣንጻር ደቡብ ኣፍሪቃ ዘካዪዶ ጸወታ ክኸስበሉ፡ ሸቶ ከመዝግብ ልዑል ዕድል ኣሎዎ። - ዓሊ ሸቶ ወይ ቀረብ ሸቶ - ኣብ ሓዲኡ ኣሎ። ትማሊ ንናሆም ነታባይ ኩዕሶ ዘቐበሎ ባዕሉ እዩ።
48
82
754
ሬድሲ ካመልስ ሎሚ ምሸት ንግብጺ ነቒላ! ትጉዕዝ ሓዲራ ጽባሕ ኣዕሪፋ ኣርፊዳ ድሕሪ ፋዱስ፡ናይ ምውህሃድ ልምምድ ክተካዪድ ምእንቲ። ዕለት 30 መስከረም ኣብ ካይሮ ጸወታ ኣሎዋ።
3
71
112
1,386